Stories

تجاوز كوفيد- نصائح عامل أساسي

سوبا طبيبة تعمل في المجال الإنساني وتعمل في مجال البث، وهي تشاركنا بنصائحها الخمس الأهم للحفاظ على صحة نفسية جيدة باعتبارها عاملاً رئيسيًا خلال الوباء مؤسسة الصحة النفسية جزء من الاستجابة الوطنية للصحة النفسية أثناء تفشي فيروس كورونا. تخضع النصائح الحكومية التي يتم صياغتها للحفاظ على سلامتنا للمراجعة المستمرة وهي تختلف حسب المكان الذي تعيش فيه: مزيد من التفاصيل والمعلومات المحدثة هنا. لطالما كان العاملون الرئيسيون هم العمود الفقري لبلدنا، وهو الأمر الذي تم تسليط الضوء عليه بشكل أكبر أثناء تفشي فيروس كورونا في مارس/آذار الماضي. تعرض العاملون في مجال الرعاية الاجتماعية والممرضات والأطباء...

ብናይ ኮቪድ-19 እዋን፡ ምሕላፍ - ምኽሪ ካብ ቀንዲ ሰራሕተኛ

ሱባ፡ ሓኪም፣ ገባሪት ሰናይ፣ ከምኡ’ውን ኣቕራቢት ፖድካስትን ኮይና፡ ከም መጠን ቀንዲ ሰራሕተኛ ድማ ኣብ ጊዜ ለበዳ ጽቡቕ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ንምህላው ሓሙሽተ ብሉጽ ምኽርታት ኣካፊላ ኣላ። Mental Health Foundation (ትካል ኣእምሮኣዊ ጥዕና) ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ኣካል ሃገራዊ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ግብረመልሲ እዩ። ጥዕናና ውሑስ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተዳለዉ ማዕዳታት ቀጻሊ ክለሳ ዝግበረሎም ኮይኖም፡ ከከም ትነብሩሉ ቦታ ዝተፈላለዩ እዮም፡ ዝርዝራዊ ከምኡ’ውን ዕለቱ ዝሓለወ ሓበሬታ ኣብዚ ይርከብ: more details and up to date information here . ቀንዲ ሰራሕተኛታት ኩልግዜ ዓንዲ ሕቖ ናይ ሃገርና እዮም፡ እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ መጋቢት፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ዝያዳ ጎሊሑ ዝተራእየ እዩ። ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ክንክን፣ ነርስታት፣ ሓካይም፣ ፋርማሲስት፣ ሱፐርማርኬት፣ መራሕቲ ኣውቶቡስን ገለ ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተራእዩ ዘይፈልጥ መጠን ጸቕጢ ዘጋጠመሞም እዮም። ምስቲ ዝሰርሕዎ...

کووڈ وبا میں سے کامیابی سے گزرنا- ایک کی-ورکر (اہم کارکن) کی تجاویز

صوبا ایک ڈاکٹر، انسان دوست اور پاڈکاسٹر ہے جس نے ایک کی-ورکر کی حیثیت سے عالمی وبا کے دوران اچھی ذہنی صحت کو برقرار رکھنے کے لیے اپنی پانچ اہم تجاویز پیش کی ہیں۔ کورونا وائرس وبا کے دوران مینٹل ہیلتھ فاؤنڈیشن ذہنی صحت کے متعلق قومی ردعمل کا ایک حصہ ہے۔ ہمیں محفوظ رکھنے کے لیے تیار کردہ حکومتی مشورے کا مستقل جائزہ لیا جاتا ہے اور آپ جہاں رہتے ہیں اُس کے لحاظ سے مختلف لوگوں کے لیے یہ مختلف ہو گا : مزید تفصیلات اور تازہ ترین معلومات یہاں ہیں ۔ کی-ورکرز ہمیشہ ہمارے ملک کی ریڑھ کی ہڈی رہے ہیں، جسے گذشتہ مارچ میں کورونا وائرس وبا نے مزید نمایاں کیا۔ سوشل کیئرورکرز، نرسیں ، ڈاکٹر، فارماسسٹس،...

Pages